ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (29 ሚያዝያ 2026) cover art

ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (29 ሚያዝያ 2026)

ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (29 ሚያዝያ 2026)

Listen for free

View show details

About this listen

** ቐጠር ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ኩለንተናዊ ስምምዕ ሰላም ክግበር እማመ ኣቕሪባ። ** ካብ ሰንበት ንግሆ ኣትሒዙ ኣብ ጥቓ ኣሊስ ስፕሪንግስ ዝጠፍአት ጓል ሓሙሽተ ዓመት ቆልዓ ንምርካብ ዝግበር ጻዕሪ ራብዓይ መዓልቱ ሒዙ ። ** ኣብ ከተማ ኣስመራ ብዝተወልዐ ባርዕ ሓዊ ክልተ ሰባት ከምዝሞቱ ተሓቢሩ።
No reviews yet